No media source currently available
“መአዛ” ዝተሰምየ ዕሹግ ስልሲ፡ ኣብቲ ተዘውቲሩ ዝስራሕ መግብታት፡ ግዜን ጕልበትን ንምቝጣብ ዝዓለመ’ዩ። ብዛዕባ’ዛ ድሮ ኣብ ልዕሊ 300 ድኳናትን ኣመሪካን ካናዳን ተዘርጊሑ ዘሎ ድሉው ስልሲ፡ መብርሂ ንኽህባና ሓደ ካብ ኣባላት እታ ዘርጋሒት ትካል ሙሴ ሓይለኣብ ተኽለየሱስ ዓዲምናዮ ኣሎና።