ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወፍሪ ንሰላም፤ “ጕዕዞ ንፍትሒን ሰላምን”


ወፍሪ ንሰላም፤ “ጕዕዞ ንፍትሒን ሰላምን”
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:36 0:00

ኣብ 2018 ዝተመስረተ “ወፍሪ ንሰላም” ዝተሰምየ ምትእኽኻብ ኤርትራውያንን ተወላዶ ትግራይን፡ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ካብ ዓርቢ 13 ጥሪ ክሳብ ሰንበት 15 ጥሪ 2023 ዝቐጸለ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣካዪዱ ነይሩ። እቲ ንሰላም ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ዓውደ-ዘተን ባህላዊ ምሸታትን ዘጠቓለለ መድረኻት፡ “ጕዕዞ ንፍትሒን ሰላምን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ’ዩ ተሰላሲሉ።

XS
SM
MD
LG