No media source currently available
ኣመሪካ ኣብዚ ሰሙን ንተቓላሳይ ሰብኣዊ መሰላት ማርቲን ሉተር ኪንግ ኣብ እትዝክረሉ እዋን ፕሬዝዳንት ጆ ባይደን ኣብ ኣተሓሕዛ ምስጥራዊ ሰነዳት ጌጋ ፈፂሞም እንተኾይኖም ይምርመር ኣሎ። ክልቲኦም ሪፓብሊካዊያንን ዴሞክራትን ፓርትታት ኣብቲ ጉዳይ ምርመራ ክካየድ ኣገዳሲ ምዃኑ ይሰማምዕሉ። ጸብጻብ ቨሮኒካ ባልደራስ ኢግለሲያስ'ዩ፡ ትርጕሙ ኣብዚ ሰዓቡ።