ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናይ መሸጣ ነዳዲ ናብ ትግራይ ምእታው ጀሚሩ


ናይ መሸጣ ነዳዲ ናብ ትግራይ ምእታው ጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:21 0:00

ድሕሪ ዓመትን ሸሞንተ ኣዋርሕን ናብ ትግራይ ንፈለማ እዋን ናይ ንግዲ ነዳዲ፡ ብቐጥታ ካብ ጂቡቲ ኣትዩ ኣሎ። እቲ ኣትዩ ዘሎ መጠን ኣዝዩ ውሑድ ብምዃኑ ግን ቀዳምነታት ዝወሃቦም ወገናት ህዝባውያን መጓዓዝያን ወሃብቲ ኣገልግሎትን ምዃኖም ኣጀንሲ ሰደድን ንግድን ትግራይ ይገልጽ። ሙሉጌታ ኣጽብሃ ነዚ ዝምልከት ተወሳኺ ኣለዎ፡ ንምክትታሉ ኣብ መላግቦ ሰዓቡ።

XS
SM
MD
LG