ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

እኖታት ንእኖታት ኣብ ምሕጋዝ ፅጉማት


እኖታት ንእኖታት ኣብ ምሕጋዝ ፅጉማት
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:21 0:00

“እኖታት ንእኖታት” ብዝብል ስም ኣብ 1993 ወይ ድማ 2001 ኣብ ትግራይ ዝቖመ ማሕበር፡ ነተን ጸገም መነባብሮ ዘለወን ኣደታት ንምሕጋዝ ብዝብል ዕላማ፡ ብመምህር ትበርህ ወልደገብሪኤል ዝተጣየሰ’ዩ። እዚ ልዕሊ 10 ዓመታት ኣቝጺሩ ዘሎ ማሕበር ብዛዕባ ዝህቦ ዘሎ ኣገልግሎታት ወኪልና ኣለም ፍስሃ ምድልዋት ገይሩ ኣሎ ብምክትታሉ ኣብዚ ሰዓቡ።

XS
SM
MD
LG