ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተሓለቕቲ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ንዳሕራዋይ ቅልጡፍ ምዕባለ ሰላም ክልል ትግራይ ይግምግሙ


ተሓለቕቲ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን ንዳሕራዋይ ቅልጡፍ ምዕባለ ሰላም ክልል ትግራይ ይግምግሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:19:44 0:00

ኢትዮጵያዊ ተወላዲ ክልል ትግራይ ኣቶ ነጋሲ በየነ፡ ንነዉሕ ዝበለ እዋን ንምኽባር ሰብኣዊ መሰላትን ሰለማዊ ፍታሕ ግጭታትን ክምጉት ዝጸንሐ`ዩ። ኤርትራዊ ኣቶ ኣዳም ኪዳኑ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብዙሕ ዓመታት ዝሰርሐን፡ ኣብ ዝረኸቦ ኣጋጣሚ ብዛዕባ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ክሰብኽ ዝጸንሐን በዚ ዳሕራዋይ ናይ ሰላም ተስፋ ዝተሓጎሰን`ዩ።

XS
SM
MD
LG