ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዮናታን ዱላ ብኣዒንቲ መቕርቡን ኣዕሩኽቱ ስነ-ጥበብን


 ዮናታን ዱላ ብኣዒንቲ መቕርቡን ኣዕሩኽቱ ስነ-ጥበብን
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:01 0:00

ብሕማም መንሽሮ ንኣዋርሕ ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ ቀዳም ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ፡ ሰኑይ ስነ-ስርዓት ቀብሩ ዝተፈጸመ ድምጻዊ ዮናታን ታደሰ (ዱላ)፡ ኣብ ሓጺር ናይ ደርፊ ጻንሖቱ ተዘካሪ ስራሓት ዘፍረየ’ዩ። ንህይወት እቲ ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ሞት ዝቐደሞ ድምጻዊ ኣመልኪቱ ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

XS
SM
MD
LG