ዋንጫ ዓለም ቐጠር 2022
ኣብ ናይ ሎሚ ሪፖርት ጽዋዕ ዓለም 2022 ቐጠር፣ ቱኒስያ ንፈረንሳ 1 ብ 0 ስዒራታ ከላ ኣብ ምድብ 16 ከይበጽሐት ተሪፋ። ንዴንማርክ 2 ብ 0 ዝሳዓረት ኣውስትራልያ ምሕላፋ ኣረጋጊጻ።ፈረንሳዊት ዳኛ ኩዕሶ እግሪ፣ ንፈለማ ጊዜ ንግጥም ደቂ ተባዕትዮ ጽዋዕ ዓለም ክትዳኒ ተቐሪባ ኣላ።ኣብ መወዳእታ፣ ብራዚላዊ ንጉስ ኩዕሶ እግሪ ፔለ ኣብ መበል 82 ዓመቱ ምስ ካንሰር ኣብ ዝቃለሰሉ እዋን፣ ናብ ሆስፒታል ከምዝኣተወ ምንጭታት ገሊጾም ዝብሉን ካልኦትን ክነቕርበልኩም ኢና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 13, 2025
ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025
ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025
ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025
ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ
-
መጋቢት 12, 2025
ዩክሬን ብኣመሪካ ንዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተዅሲ ተሰማሚዓ
-
መጋቢት 11, 2025
ኣዒንቲ ጸገንቲ ዝጥምት ዘሎ ሓወልቲ ኣኽሱም