No media source currently available
ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ፡ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ እናዓበየ ክመጽእ ምጽናሑ ኣብ እዋኑ ክሕበር ጸኒሑ’ዩ። ሰብ-መዚ ማዕረ’ቲ ዝድለ ሓገዝ ብዝሒ ተጻባዪ’ውን ኣመና ዓብዩ ብምጽናሑ እቲ ዝኣቱ ዘሎ መጠንን ኣብ ባይታ ዘሎ ክውንነት ዝቀራረብ ኣይኰነን ይብሉ።