ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንጽጉማት ዝሕግዝ ትካል ፍረሚናጦስ ንሓገዝ ግብረ-ሰናያት የማዕዱ


ንጽጉማት ዝሕግዝ ትካል ፍረሚናጦስ ንሓገዝ ግብረ-ሰናያት የማዕዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:07 0:00

“ፍረሚናጦስ” ዝተሰምየ ማእከል መሐብሐቢ ኣረጋውያን፡ ህጻናትን ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘጓነፎምን ዜጋታት ኣስታት 175 ቀንዲ ተገልገልቲን ተወሳኺ ኣለይቲን ዘካትት ትካል ግብረ-ሰናይ’ዩ። እዚ ትካል ክረኽቦ ዝጸንሐ ሓገዝ እናተጸንቀቐ ምስ ምኻዱ ግን ሕጂ ሓደጋ ኣንጸላልዩዎ ከም ዘሎ መስረትቲን ኣካየድቲን እቲ ትካል የመልክቱ።

XS
SM
MD
LG