ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጋዜጠኛ ሉሲ ካሳ ወትሩ ኣብ መንጎ ክልተ ሓጹራት


Lucy Kassa receiving her award
Lucy Kassa receiving her award

ጋዜጠኛ ሉሲ ካሳ በርሀ ብሰንኪ ኣብ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ዝጸሓፍቶ ብዝወረዳ ምፍርራሕ ካብ ሃገራ ክትወጽእ ተገዲዳ’ያ። ሕጂ ኣብ ስደት እትርከብ ሉሲ፡ ኣብ ወርሒ ግንቦት ተሸላሚት ጋዜጠኛ ኣምንስቲ ኢንተርናሽናል ክትከውን እንከላ፡ ኣብዚ ወርሒ ድማ ብተመሳሳሊ ተሸላሚት ጋዜጠኛ ትካል ማግነስትኪ ኰይና።

ሉሲ ኣብ ሓያሎ ማዕከናት ዜና ከም እኒ ኣልጀዚራን ዘ ጋርዲያንን ብቐጻሊ እትጽሕፍ ኰይና፡ ብሰንኪ’ቲ መርማሪ ጽሑፋታ ድማ ብተደጋጋሚ ካብ ብዙ

ሓት ወገናት ግዳይ ዘላፋን ምፍርራሕን ኰይና’ያ። ሕልፊ’ቲ ኣብ ልዕሌኣ ዝወርድ ጸለመን ምፍርራሕን ግን ዝያዳ ዘሻቕላ ፈጸምቲ ግፍዒ ዝግበኦም ፍርዲ ከይረኸቡ ከይከዱ’ዩ። ንምሉእ ትሕዝቶ ንምክትታል ኣብዚ መላግቦ ሰዓቡ።

ጋዜጠኛ ሉሲ ካሳ ወትሩ ኣብ መንጎ ክልተ ሓጹራት
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:53 0:00

XS
SM
MD
LG