ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንዋዕላ ትንሳኤ ህዝቢታት ትግራይን ኤርትራ ኣብ ሎንደን ዝምልከት


ንዋዕላ ትንሳኤ ህዝቢታት ትግራይን ኤርትራ ኣብ ሎንደን ዝምልከት
please wait

No media source currently available

0:00 0:21:33 0:00

“ትንሳኤ ህዝቢታት ትግራይን ኤርትራን” ኣብ’ዚ ቀረባ ንዓመታዊ ዋዕላኡ ኣብ ርእሰ ከተማ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ለንደን ከምዘሰላሰለ ዝዝከር እዩ። ወከልቲ ትንሳኤ ዶ/ር ፍስሃ ኣለማየህን ኢንጂነር ያእቆብ ገረንሰአን ‘በቲ ማሕበር ዛጊድ ዝተፈጸሙን ንቕድሚት ዝተወጠኑን መደባትን ንህዝቢ ትግራይ ዝለገስዎ መጠን ገንዘብን ገሊጾምልና ኣለው። ብመሰረት’ቶም ኣጋይሽ፣ በቢ ከባቢኦም ዝተወደቡ ኤርትራዊያን ብሚልዮናት ዝግመት ገንዘብ ናብ ትግራይ ከምዝላኣኹ ጠቒሶም።

XS
SM
MD
LG