ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ጓል-ኣንስተይቲ ንጉስ" በኒን ብሓድሽ ርእየት


"ጓል-ኣንስተይቲ ንጉስ" በኒን ብሓድሽ ርእየት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:02 0:00

ኣብ ኣፍሪቃዊት ሃገረ በኒንን ኣብ እዋን'ቲ ኣብ መበል 18- ክፍለ ዘበን ዝነበረ ንጉሳዊ ዘውገ ወይ ከኣ ዘውዳዊ ስርዓት ንዝነበራ ሓያላት ደቀንስትዮ ተዋጋእቲ ዘርኣየት "እታ ጓለንስተይቲ ንጉስ" ዘርእስታ ብሃሊዉድ ዝተሰርሓት ፊልም ዓብይ ናእዳ ኣትሪፋ'ላ። ግን እዛ ሓደ እዋን ንጉሳዊ ወይ ዘውዳዊ ሰርዓት ዝነበራ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ንመሰላት ደቀንስትዮ ትቃላስ ዘበናዊት ንግስቲ'ውን ኣለዋ'ዩ።

XS
SM
MD
LG