ኤርትራዊት ኣይዳ መብራህቱ ወ/ት ኣፍሪቃ ዓባይ ብሪጣንያ 2022 ኮይና ትዕወት
ንሓያሎ ሰሙናት ህዝቢ ድምጹ ብምሃብ ክሳተፈሉ ዝጸንሐ ውድድር ወ/ት ኣፍሪቃ ናይ ዓባይ ብሪጣንያ 2022፡ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ሎንዶን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ብዓወት ኤርትራዊት ኣይዳ መብራህቱ ተዛዚሙ። እዚ ንኣስታት ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ ዝተፈላለየ መምዘኒታት እናተጠቐመ ክመጽእ ዝጸንሐ ውድድር ኣመልኪትና ንዕውትቲ እቲ ውድድር ኣዘራሪብናያ ኣላ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ