No media source currently available
ምስ ምውልዕ ኲናትን ምቍራጽ ኣገልግሎታት መድሃኒትን ናብ ክልል ትግራይ፡ ምስ ኤ.ች.ኣይ.ቪ ቫይረስ ዝነብሩ ዜጋታት ብሰንኪ ምቍራጽ መድሃኒት ክሳብ ናብ ጸበል ምጥቃምን ግዜኡ ዝሓለፎ መድሃኒት ምውሳድን በጺሕና ይብሉ።