ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ጥቅምቲ 17,2022
ዜና (መግለጺ ዋና ጸሓፊ ሕ/ሃ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ፥ ካቶሊካዊ ጳጳስ ኤርትራ ሰበኻ ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ ብሰበ-ስልጣን ጸጥታ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ካብ ኣስመራ ዝወጸ ሓበሬታ የመልክት፥መንግስቲ ኢትዮጵያ መዓርፎ፡ነፍርቲ ክልል ትግራይ ከምዝቈጻጸር ይሕብር፣ ሕብረት ኣፍሪቃ ምቍራጽ ተጻብኦታት ይጽውዕ) መደብ ሳይንስ ቴክኖሎጂን ፡ 'ካቢ+' ዝተባህለ ንናይ ትግርኛ ፊልምታት ኣብ ኢንተርነት ዝፍነው መድረኽ ዘዳለው መንእሰያት ዝተኻየደ ቃለ መጠይቕ (ቀዳማይ ክፋል) የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 19, 2025ፈነወ ትግርኛ 1900
-
ታሕሳስ 18, 2025ፈነወ ትግርኛ 1900
-
ታሕሳስ 17, 2025ፈነወ ትግርኛ 1900
-
ታሕሳስ 16, 2025ፈነወ ትግርኛ 1900
-
ታሕሳስ 15, 2025ፈነወ ትግርኛ 1900
-
ታሕሳስ 12, 2025ፈነወ ትግርኛ 1900