ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሶማል ምልዓል ማዕቐብ ኣብ ምምካት ግብረሽበራ ኣገዳሲ ምዃኑ ትገልጽ


ሶማል ምልዓል ማዕቐብ ኣብ ምምካት ግብረሽበራ ኣገዳሲ ምዃኑ ትገልጽ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:30 0:00

ሶማል ኣብ ልዕሊኣ ዝተነብረ ማዕቐብ ኣፅዋር ንኽለዓል ትገብሮ ዘላ ጎስጓስ ደገፍ ይረክብ ኣሎ።ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ነዚ ስጉምቲ ደጊፈን ኣለዋ። ባይቶ ፀጥታ ሕቡራት ሃገራት ንገለ ክፍሊ’ቲ ማዕቐብ ንምሕዳሱ ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ሕዳር ድምፂ ክህብ መደብ’ሎ። ሶማል ግን ንኣሸበርቲ ኣልሸባብ ብዝሓሸ መንገዲ ንምውጋእ መታን ኽትክእል እዚ ማዕቐብ ክለዓል ኣለዎ በሃሊት’ያ።

XS
SM
MD
LG