ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ኣስመራ


ስነ ስርዓት ኣከባብራ በዓል መስቀል ኣብ ከተማ ኣስመራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:35 0:00

በዓል መስቀል ሎሚ ሰሉስ 27 መስከረም ኣብ ምሉእ ኤርትራ ብድምቀት ተኸቢሩ። ናይ ሎሚ ዓመት በዓል መስቀል ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ምእመናንን ነበርት ኣስመራን ኣብ ዝተረኽብሉ’ዩ ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም ብዓቢ ድምቀት ተኸቢሩ።ነቲ ናይ መስቀል ናይ ዳመራ ስነ ስርዓት ብኣካል ክሳተፍዎ ብምብቅዖም ፍሉይ ሓጎስ ከምዝተሰምዖ ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶኦም ዝካፈሉ ተሳተፍቲ ተዛሪቦም።

XS
SM
MD
LG