ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዳግም ምውላዕ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብኣዒንቲ መንእሰያት


ዳግም ምውላዕ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብኣዒንቲ መንእሰያት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:31 0:00

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዳግማይ ብዝተወልዐ ኲናት ነቲ ዝነበረ ቍሩብ ተስፋታት ኣቕሂሙ ንዝኸፍአ ብርሰትን ሞትን ከስዕብ ከም ዝእኽል ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም መንእሰያት ይሕብሩ። ገለ ካብቶም ርእይቶ ዝሃቡ መንእሰያት ድሮ በቲ ዝቐደመ ኲናት ዝኣክል ምጕስቓልን ዕንወትን ከም ዝወረዶም ይዛረቡ።

XS
SM
MD
LG