No media source currently available
ወይዘሮ ክብራ ከበደ በዚ ሕማም ካብ ትተሓዝ 23 ዓመታት ዘቑፀረት ኮይና፣ ከምኣ በዚ ሕማም ንዝሳቐዩ ወገናት ንምሕጋዝ ቅድሚ 11 ዓመት ትካል መሐገዚ ሕሙማት ፓርኪንሰን ኣጣይሻ እያ። እቲ ዘጣየሸቶ ትካል ድማ ኣብዚ ሕጂ እዋን ን700 ዝኾኑ ሰባት እናሓገዘ ይርከብ። ወይዘሮ ክብራ ከበደ በዚ ኣብነታዊ ስራሓ ናይ 2014 ዓ.ም 'የበጎ ሰው' ሽልማት ረኺባ ኣላ።