No media source currently available
ኣብ ናይ ሎምዘበን ምድላው በዓል ኣሸንዳ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ኣምባሳደር ኮይና ዝተሓረየት መንእሰይ ዜማ እምብዛ ስብሃትለኣብ ብዛዕባ ተመኵሮ ኣሸንዳን ንቕድሚት ክትሰርሖም ዝተለመቶም መደባትን ኣመልኪቱና ኣዘራሪብናያ ኣለና።