ኢትዮጵያ: ኲናት ኣሉታዊ ጽልዋ ኣብ ቁጠባ የሕድር
ኣብ ክልል ትግራይ ኲናት ዳግማይ ኣብ ዝተወለዓሉን ካብቲ ግንባራት ኲናት ርሒቆም ዘለዉ ዜጋታት ንሰላም ብምጽዋዕ ኣብ ዝረብረብሉን ኣብዚ ሕጂ እዋን እቲ ሓደ እዋን ኣብ ኣፍሪቃ ሓደ ካብቲ ብፍጥነት ዝዓቢ ዝነበረ ቁጠባ ኢትዮጵያ ቃልሲ ይርከብ። ኢትዮጵያውያን ኣብ ውሽጢ 10- ዓመታት እቲ ዝለዓለ ዝቅባበ ገንዘብ ኣጋጢምዎም'ሎ።እዚ ምስ ቀይድታት ሸርፊ ወጻኢ ዝተዋህለለ ዕዳ መንግስቲን ንጻዕርታት ኲናት ዘውጽኦ ኣዝዩ ብዙሕ ገንዘብን ዝምልከቱ ጸብጻባት'ዉን ሓዊሱ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 28, 2024
ጸገም ፍርያምነት? ማእከል ሕክምና ኣዶ መፍትሒ የቕርብ
-
መጋቢት 28, 2024
ኢፍጣር -- ንሕብረ-ሃይማኖታዊ ምክእኣል
-
መጋቢት 27, 2024
ማእከል ፈጠራዊ ስራሕ ክህሎት ህይወት፡ ንዝያዳ ዕብየትን ሰፊሕ ተበጻሕነትን
-
መጋቢት 27, 2024
ክብሪ ንሓገዝቲ -- "ሮመዳን ከሪም"
-
መጋቢት 26, 2024
ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ 80% ዝተወስደ ገንዘቡ ምምላሱ ይገልፅ
-
መጋቢት 26, 2024
ሴነጋል ሓድሽ ፕረዚደንት መሪጻ