ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገሮም


ርእይቶ ነበርቲ ከተማ ኮምቦልቻ ኣብ ህልው ኩነታት ሃገሮም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:36 0:00

ኢትዮጵያውያን ዝሓለፈ ሰንበት ምጅማር ሓዲሽ ዓመት ኣኽቢሮም። ኣብቲ ከባቢ ዝደገሰ ግጭት ግን ሰዓት ሕላፍ ኔሩ። እንተኾነ ዘተ-ሰላም ዳግም ይጅመር`ዶ ዝብል ተስፋ`ውን ይርኣይ ኣሎ። ምቕባል ሓዲሽ ዓመት ኣብታ ካብቲ ግጭት ዝካየደሉ ዘሎ ከባብታት 120 ኪ.ሜ ርሒቓ ትርከብ ከተማ ኮምቦልቻ`ውን ትሑት ኣይነበረን። መብዛሕቲኦም ንድምጺ ኣመሪካ ዝተዛረቡ ነበርቲ፡ ሰላም ናብ ሃገሮም ቀልጢፉ ክምለስ ተስፋ ይገብሩ። እንተኾነ ኲናት ኣብታ ከተምኦም ከይቅጽል`ውን ገና ይሰግኡ።

XS
SM
MD
LG