ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኤፍሬም አረፋይነ ሃብተ ኣብ ምርጫ ሽወደን ይሳተፍ
ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኤፍሬም ኣረፋይነ ሃብተ መስከረም 11,2022 ኣብ ዝካየድ ሓፈሻዊ ምርጫ ሽወደን ን'ሰንትራል' ዝተባህለ ሰልፊ ወኪሉ ኣብ ሰለስተ ባይቶታት'ታ ሃገር ይወዳደር ኣሎ። ንሱ ናብ ፖለቲካ እታ ሃገር ዝተጸንበረሉ ምኽንያት ኣቐዲሙ ኣብ 2018 ዝነበረ ምርጫ ዝነበረ ተመኽርኡ ከምኡ'ውን ኣብዚ ምርጫ እንተተዓዊቱ ክሰርሓሉ ዝደልይ ጉዳያት ብዝምልከት ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ