ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝካየድ ዘሎ ኩናት ተጋዲዱ ቀጺሉ'ሎ


ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝካየድ ዘሎ ኩናት ተጋዲዱ ቀጺሉ'ሎ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:16 0:00

ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝካየድ ዘሎ ኩናት ተጋዲዱ ቀጺሉ'ሎ። ኣብ ዞባ ዋግ-ሕምራ፡ ካብ ከተማ ሰቖጣ ውጽእ ኣብ ዝበለ ከባብታት ከምኡ'ውን ኣብ ከባብታት ሑመራን ወልቃይትን ናይ ከቢድ ብረት ድምጺ ከምዝስማዕ ርእይትኦም ንድምጺ ኣመሪካ ዝሃቡ ሰባት ተዛሪቦም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG