ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቅ ምስ ንስነ-ጥበባውያን ክፍሎም ይከኣሎን ምሕረትኣብ ጸጋብርሃንን


ቃለ መጠይቅ ምስ ንስነ-ጥበባውያን ክፍሎም ይከኣሎን  ምሕረትኣብ  ጸጋብርሃንን
please wait

No media source currently available

0:00 0:44:31 0:00

ክፍሎም ዝደረፋን ምሕረታኣብ ዝገጠማን ኣብ ቀረባ ዝተዘርገሐት 'መንነትይ' ትብል ደርፊ መዘራራቢት ኮይና'ላ። ብዛዕባ እዛ ደርፍን ጉዕዞኦምን ተመኩሮን ኣብ ስነ ጥበብን ክካፍሉና ንስነ ጥበባውያን ክፍሎም ይከኣሎን ምሕረትኣብ ጸጋብርሃንን ዓዲምና'ዮም አለና።

​
XS
SM
MD
LG