'ተስፋ ኣዲስ'፡ ትካል መሐብሐቢ ሕሙማት ካንሰር ህጻናትን ኣዴታትን ኢትዮጵያ
- ሳራ ፍሰሃየ
- ዜና ቪኦኤ
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 2015 ብዝተኣከበ መረዳእታ መሰረት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት 150,000 ሕሙማት ካንሰር ይምዝገቡ ካብዚኣቶም እቶም 6,000 ህጻናት ከም ዝኾኑ ቢኤምሲ ዝተባህለ ናይ ሕክምና መጽሄት ይሕብር። ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረክቡ ናብ ዓበይቲ ከተማታት ዝውሕዙ ወለድን ህፃናትን ብወፃእታት መጉዓዝያ:መድሃኒት: መግብን መዕረፍን ይሳቀቐዩ።ነዚ ፀገም ንምፍታሕ 'ተስፋ ኣዲስ' ዝተባህለ ትካል መሐብሐቢ ሕሙማት ካንሰር ህጻናትን ኣዴታትን ኣብ ምስራሕ ይርከብ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 04, 2025
ዩክሬናዊያን ስደተኛታት እንታይ ይብሉ፧
-
መጋቢት 04, 2025
ፕረ.ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሜክሲኮን ካናዳን ሓድሽ ናይ 25% ቐረጽ ኣንቢሮም
-
መጋቢት 04, 2025
ፕረ. ትራምፕ ንዩክሬን ዝወሃብ ሓገዝ ደው ክብል ኣዚዙ
-
መጋቢት 03, 2025
ዘርኢ ቡን ኤክሰላ፡ ንመነባብሮ ሓረስቶት ደቡብ ሱዳን የመሓይሽ’ዶ ይኸውን?
-
መጋቢት 03, 2025
ህጹጽ ኣኼባ ሃገራት ኣውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዩክሬን
-
መጋቢት 03, 2025
ዩክሬንን ቓዛን ቀንዲ ዛዕባ መደረ ፕረ.ትራምፕ ከምዝኾኑ ይግመት