ፍቕሪን ኲናትን
ማሞ ኣፈታ ወታሃደር ኢትዮጵያ ኰይኑ ኣብ እዋን ስርዓት ደርግ ኣብቲ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ኲናት ተሳቲፉ። ኣብ ኲናት ተማሪኹ፣ ኣይጸንሐን ኣባል ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ብምዃን ቃልሱ ክቕጽል ወሲኑ። ኣብቲ ቃልሲ ምስ ተጋዳሊት ህይወት ተስፋይ ተራኺቦምን ተፋቒሮምን። ነቲ ዝነበረ ኵሉ መሰናኽላት ሰጊሮም ሓዳር መስሪቶም፣ ሕጂ ምስ ደቆም ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ይቕመጡ ኣለዉ። ንርክቦም፡ ፍቕሮምን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ኣጋይሽ ድምጺ ኣመሪካ ኰይኖም ኣለዉ።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 20, 2024
ኣቤል መድሃኔ ገብረየሱስ ምስ ሓድስ መጽሓፉ
-
ታሕሳስ 20, 2024
ባይቶ ኣመሪካ ነቲ ብምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ዝቐረበ እማመ ባጀት ብትሪ ነጺግዎ
-
ታሕሳስ 19, 2024
ኣጻራዪ ሓቂ ጋና -- መኸተ ኣንጻር ስኑዕ ዜናታት
-
ታሕሳስ 19, 2024
ንድፊ በጀት ኣመሪካ ፍልልያት ይፈጥር
-
ታሕሳስ 18, 2024
ምርኢት ፋሽን ምስ ኣካላዊ ስንክልና ኣብ ዝነብሩ ኣካላት ሕብረተሰብ