ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማእከል ክላስተር ዲያስፖራ መቐለ፤ ድሕሪን ቅድሚን ኲናት


ማእከል ክላስተር ዲያስፖራ መቐለ፤ ድሕሪን ቅድሚን ኲናት
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:27 0:00

ማእከል ክላስተር ዲያስፖራ መቐለ መንእሰያት፡ ብዓይነትን ዋጋን ንሕብረተሰቦም ዝጠቅም በበይኑ ስራሓት ዘፍርዩሉ ስፍራ’ዩ። ኣብዚ ማእከል ዝነጥፉ መንሰያት፡ ኲናት ዘስዓቦ ሕፅረት ቀረባት ብኸቢድ ደኣ ይፅለዎም እምበር፡ ኢዶም ግን ከም ዘይሃቡ ሓቢሮም ኣለው።

XS
SM
MD
LG