ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ...


 ኣብ ኢድካ ዘሎ ወርቂ...
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:47 0:00

ኣብ ከባቢና ዝበቝሉ ኣእካልን ጥረ-ምረን፡ ብሰንኪ ሕጽረት ቅኑዕ ግንዛበ፡ ከምቲ ዝደለ ዘይክንምዝምዞምን ከነዘውትሮምን ንኽእል። ወ/ሮ ኣስመረት ዳምር እምበር ነዚ ዘሎ ሃጓፍ ንምምላእን ሕብረተሰብ ነቶም ኣብ ከባቢኡ ዘለዉ ትሕዝቶኦም ብግቡእ ንኽፈልጦምን መጽሓፍ ኣዳልያ። “ምስጢር ጻሕልና” ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወት መጽሓፍ ማእከል ዝገብረ ዕላል ኣብ መደብ ሕርሻ ተዳልዩ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG