ብሰንኪ ዂናት ተመዛቢሎም ዝጸንሑ ነበርቲ ክልል ዓፋር ናብ መንበሪኦም ክምለሱ ጀሚሮም ኣለው


ብሰንኪ ዂናት ተመዛቢሎም ዝጸንሑ ነበርቲ ክልል ዓፋር  ናብ መንበሪኦም ክምለሱ ጀሚሮም ኣለው

No media source currently available

መብዛሕትኡ ክፋል እቲ ከተማ ጥርሑ እዩ ፤ ይኹን እምበር ብህወሓት ዝምርሑ ሓይልታት ዕንወት አውሪዶም ድሕሪ ምኻዶም ንመጥቃዕቲ ፈሪሖም ሃዲሞም ዝነበሩ ሰላማውያን ሰባት ቀስ ብቀስ ናብ ናብርኦም ይምለሱ ኣለዉ።

​
XS
SM
MD
LG