ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሰለስተ ካብቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ክሲ ተመስሪትዎም


ሰለስተ ካብቶም ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ
ጋዜጠኛታት ቴሌቭዥን ትግራይ ክሲ ተመስሪትዎም
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:03 0:00

ኣብ ቴለቪዥን ትግራይ ክሰርሑ ዝጸንሑ ሓሙሽተ ጋዜጠኛታት፡ ን53 መዓልታት ብዘይ ክሲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ ምጽናሖም፡ ሎሚ ሰኑይ ነቶም ሰለስተ ካብኣቶም ክሲ ተመስሪቱዎም ኣሎ። እቶም ዝተረፉ ክልተ ግን ገና ይጽበዩ ኣለዉ። ንዝቐረሎም ክሲን ብወገን ቤተ-ዘመድን ጠበቓን ዝቐረብ ምጕት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።

XS
SM
MD
LG