ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ምስ ነባራት ጋዜጠኛታት ድምጺ ኣመሪካ ብምክንያት መበል 26 ዓመት ምስረታ ክፍሊ ቋንቋ ትግርኛ


ዕላል ምስ ነባራት ጋዜጠኛታት ድምጺ ኣመሪካ ብምክንያት መበል 26 ዓመት ምስረታ ክፍሊ ቋንቋ ትግርኛ
please wait

No media source currently available

0:00 0:31:35 0:00

ድምጺ ኣመሪካ መደብ ቋንቋ ትግርኛ ቅድሚ 26 ዓመታት 15 ሓምለ 1996 ጀሚሩ። በዚ ኣጋጣሚ እምበኣር ምስ ክልተ መስረትቲን ኣሰናዳእቲ'ቲ ክፍሊ ዝነበራ ካብ ፈለማ ክሳብ 2007 ኣሰናዳኢትን ኣዳላዊትን ዝነበረት ኣዳነሽ ፍስሃየን ከምኡ'ውን ኣሰናዳኢትን ኣዳላዊትን ኰይና ኣብዚ ረድዮ ዝነውሐ እዋን ትሰርሕ ዘላ ምንያ ኣፍወርቂን’ያ ንዝሓለፈ 26 ዓመታት ዝግምግም ዕላል ኣካዪድና ኣሎና።

XS
SM
MD
LG