ብሉጽ ተዋሳኢ/ት ንምልላይ ዝተኻየደ ውድድር “መን-ኣውራ” ተዛዚሙ


ብሉጽ ተዋሳኢ/ት ንምልላይ ዝተኻየደ ውድድር “መን-ኣውራ” ተዛዚሙ

No media source currently available

ብደረጃ ሃገር ናይ ፈለማ ዝዀነ ናይ መድረኽ ድራማን ፊልምን ውድድር ብሉጻት ተዋሳእቲ ‘መን ኣውራ’ ድሕሪ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ ሓሙስ 30 ሰነ ምሸት ኣብ ሲነማ ኣዝመራ ብዝተኻየደ ሻዱሻይ መድረኽ ተዛዚሙ። ኣብዚ ውድድር ልዕሊ 100 ተዋሳእቲ ዝተሳተፉ ኰይኖም ኣብ በበይኑ ከተማታት ኤርትራ’ውን ዝሓቖፈ’ዩ ነይሩ።

​
XS
SM
MD
LG