ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኮሚሽን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ዓፋር ተኣሲሮም ዘለዉ ተወላዶ ትግራይ ብህፁፅን ብዘይ ቅድመ ኩነትን ክፍትሑ ፀዊዑ


ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፡ ብዛዕባ’ቶም ኣብ ክልል ዓፋር ተኣሲሮም ዘለዉ ተወላዶ ትግራይ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ብህፁፅን ብዘይ ቅድመ ኩነትን ክፍትሑ ፀዊዑ። ሰብ-መዚ ክልል ዓፋር ግን “እሱራት ዘይኰኑስ ንድሕነቶም ኢልና ኣብ ውሑስ ቦታ ኣቐሚጥናዮም ዘሎና ዜጋታት’ዮም” ክብል ምላሽ ይህብ። መዓስ ናብ መንበሪታቶም ክምለሱ ምዃኖም’ውን ሰብ-መዚ እቲ ክልል ጠቒሶም ኣለዉ።

XS
SM
MD
LG