ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ፕሮፈሰር ጸዳል ኒልይ ካብ ጓል ስደተኛታት ናብ ተሓባበሪት ዲን ዩኒቨርስቲ ሃርቫርድ


ኤርትራዊት-ኣመሪካዊት ፕሮፈሰር ጸዳል ኒልይ ካብ ጓል ስደተኛታት ናብ ተሓባበሪት ዲን ዩኒቨርስቲ ሃርቫርድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:10 0:00

ካብ ኤርትራውያን ስድራ ኣብ ኣዲስ-ኣበባ ተወሊዳ፡ ብህጻንነታ ኣብ በበይኑ ሃገራት ድሕሪ ምቕማጥ ኣብ መጨረሽታ ኣብ ቦስተን ኣመሪካ ዝተማህረት ፕሮፈሰር ጸዳል ኒልይ፡ ኣብ ናይ ሃርቫርድ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ቢዝነስ ላዕለወይቲ ተሓባባሪት ዲና’ያ። ፕሮፈሰር ጸዳል፡ ሓንቲ ብፍቕዲ ኣጻብዕቲ ዝቝጸራ ኣብ ዝለዓለ ጽፍሒ ላዕለዋይ ትምህርቲ ካብ ዝበጽሓ ኣፍሪቃዊያን ኣመሪካዊያን ደቀንስትዮኢያ። ንድሕረ-ባይታንኣን ናብዚ ደረጃ ዘብጽሓ ጽልዋን ኣመልኪትና ቃለ-መሕተት ኣካዪድናላ ኣሎና።

XS
SM
MD
LG