ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምድላዋት ንወቕቲ ዘራእቲ ምስ ስእነት ቀረባት


ምድላዋት ንወቕቲ ዘራእቲ ምስ ስእነት ቀረባት
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:36 0:00

ምስ ምምፃእ ወቕቲ ዘራእቲ፡ ስእነት መሰረታዊ ቀረባትን ዘሎ ዕፅዋን ተደሚሩዎ፡ ንሓረስቶት ትግራይ ቀሊል ኣይክኸውንን። ነቲ ከጋጥም ዝኽእል ዋሕዲ ቀረብ ምሩፅ ዘርኢ፡ ዘመናዊ ድዅዒን ካልእን ሓረስቶት ብኸመይ ክዋፅኡዎ ይኽእሉ? ወኪልና ገ/ሚካኤል ገ/መድህን ንበዓል ሞያ ሕርሻ ኣዘራሪቡ ንመደብ ሕርሻ እዚ ዝስዕብ መሰናድኦ ኣዳልዩ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG