ብኣንደበቶም፤ ኣብ ክልል ዓፋር ተኣሲሮም ዘለዉ ተወላዶ ትግራይ
- ገብረ ገብረመድህን
ካብ ከተማ ኣብዓላ ተወሲዶም ኣብ ዋና ከተማ ክልል ዓፋር ሰመራ ተኣሲሮም ዝርከቡ ተወላዶ ትግራይ ብኣልማማ ተገፊፎም ንልዕሊ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ብዘይ ሕጋዊ መስርሕ ተኣሲሮም ምህላዎም ይሕብሩ። ካብ ካልእ ናፃ ምንጪ ከነረጋግፆ ደኣ ኣይንኽኣል እምበር ንሳቶም ብዝሃቡዎ ቍፅሪ ኣስታት 12,000 ከም ዝበፅሑ ይነግሩ። ንኽልተ ካብቶም እሱራት ብስልኪ ከነዛራርቦም ክኢልና ኣሎኦና። ንድሕነትና ስለ እንሰግድእ ሽምና ኣይገለፀ ኢሎም ኣለው፡ ድምፆም ድማ ቀዪርናዮ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 22, 2023
ግብረመልሲ ህወሓት ንውሳነ ምውጻእ ህወሓት ካብ ዝርዝር ጉጅለ ግብረሽበራ
-
መጋቢት 22, 2023
ፓርላማ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ካብ ዝርዝር መዝገብ ግብረ ሽበራ ኣውፂኡዎ
-
መጋቢት 22, 2023
ባህላዊ ኣፈላልሓ ቡን ኢትዮጵያውያን ዘርኢ ምርኢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ
-
መጋቢት 21, 2023
ዶ/ር ተወልደብርሃን ገብረእግዚኣብሄር ኣብ 83 ዕድሚኦም ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም
-
መጋቢት 21, 2023
አካለ ጉዱኣት ኣባላት ሓይልታት ትግራይ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም
-
መጋቢት 21, 2023
▶ዘተ፤ ኣብ ጉዳይ ምምስራት ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ