ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መብርሂ፤ ዕደና ቢትኮይን


መብርሂ፤ ዕደና ቢትኮይን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:38 0:00

:ቢትኮይን ኣብ ዝብል ኣምር ዘሎ ኮይን ወይ ሳንቲም ሰባት ነገራት ንምዕዳግ ወይ ንምኽፋል ንዘመናት ክጥቀሙሉ ዝፀንሑ ናይ ሓፂን ሳንቲም የስምዕ። ቢትኮይን ወይ ካልኦት ክሪፕቶካረንሲስ ማለት ብባንኪ ወይ ብመንግስቲ ምእኹል ዘይኮነ ብመርበብ ኮምፕዩተር ዝሰርሑ ዲጂታዊ ኣገባብ መዕደጊታት እዮም። ንምዃኑ ዕደና ቢትኮይን እንታይ ማለት'ዩ? ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ምክትታል ይከኣል።

XS
SM
MD
LG