No media source currently available
ኣብ ኣመሪካ፡ ካብቲ ቀንዲ መግቢ ህጻናት ዝዀነ ሰብ-ሰርሖ ጸባ ፎርሙላ ካብ ዕዳጋ ብምእላዩ፡ ንሓያሎ ኣደታት ንጸገማት ኣቃሊዑ ኣሎ። እዚ ክሳብ ፕረዚደንታዊ ትእዛዝ ፕረዚደንት ባይደን ኣስዒቡ ዘሎ ቅልውላው፡ ኣብተን ኣጠብውቲ ኣደታት እንታይ ጸገማት የስዕብ ከም ዘሎ፡ ሳራ ፍስሃየ ንኽልተ ኣደታትን በዓል ሞያን ኣዘራሪባ ኣላ።