No media source currently available
ኣብ ዝሓለፈ ሚያዝያ ኣብ ሰሜናዊ ኢትዮጵያ ብውሕዱ 30 ኣመንቲ እስልማና ዝቐተለ ብዙሓት ዘቝሰለን መጥቃዕቲ፡ ኣብ ልዕሊ ክርስትያን`ውን ሒነ ናይ ምፍዳይ ጉዳይ ተዃቲኹ`ዩ። ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ሀንሪ ዊልክንስ ካብ ጎንደር፡ ንናይ ዓይኒ መሰኻኽርን መራሕቲ ኮሚኒቲን ብዛዕባ’ቲ ጎንጺ ከዘራርብ ክኢሉ ኣሎ።