ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናጽነት፤ ብኣዒንቲ ካልኣይ ወለዶ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ


ናጽነት፤ ብኣዒንቲ ካልኣይ ወለዶ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:44 0:00

ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ዝርከቡ ብኣሸሓት ዝቝጸሩ ኤርትራውያን ኣመሪካውያን ስድራቤታት ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ፎርት ሃንት ዝብሃል መዘናግዒ ሕዛእቲ ኣለክዛንድርያ ቨርጂንያ፡ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ምስ ቆልዑቶም ናይ ምዝንጋዕ ዕለት ኣሕሊፎም ኔሮም። ተወልደ ወ/ገ ኣብቲ ቦታ ተረኺቡ ከም ኤርትራውያንን ኣመሪካውያንን ከመይ ከም ዘሕልፉዎ ብሕልፊ ንመንእሰያት ኣዛራሪቡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG