ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር ስራሑ ደው ከም ዘበለ ኣፍሊጡ


መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር ስራሑ ደው ከም ዘበለ ኣፍሊጡ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:28 0:00

ኣብ ትግራይ ዝዓበየ መወከሲ ሆስፒታል ዓይደር፡ ብሕፅረት መሰረታዊ ቀረባት ክሳቐ ድሕሪ ምፅናሕ፡ ሕጂ ግን መወዳእታ ስለ ዝበፅሖ ስራሕቱ፡ ካብ ሰንበት ኣትሒዙ ደው ከብል ከም ዝወሰነ መዲካል ዳይረክተር እቲ ሆስፒታል ዶ/ር ክብሮም ገ/ስላሴ ንድምፂ ኣመሪካ ሓቢሮም። እቲ መወከሲ ሆስፒታል ብዋሕዲ ቀረባት መድሃኒት፡ ስእነት ደሞዝ ሰራሕተኛታትን ካልእ መሰረታዊ ቀረባትን ክሳቐ ምፅናሑ በብእዋኑ ክዝረብ ጸኒሑ’ዩ።

XS
SM
MD
LG