No media source currently available
ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ቀዳምዊት እመቤት ጂል ባይደንን ዝሓለፈ ሰሙን 19 ቆልዑን ክልተ መምህራንን ዝተቐትልሉ ኣብ ዩቫልደ ቴክሳስ ትማሊ ሰንበት ብምብፃሕ ምስ ስድራ መወትቲን ቀዳሞት ረዳእትን ተራኺቦም። ናይታ ሃገር መራሕቲ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ መጥቓዕትታት ጠጠው ንምባል መንገድታት ከናዲዩ ነበርቲ ሓቲቶምን።