No media source currently available
ኣብ ታሪኽ ኣመሪካ፡ ሎሚ ቕነ ኣብ ውሽጢ ቤ/ትምህርቲ ድሕሪ ዝተፈጸመ 2ይ ዝኸፍአ ቅትለት፡ ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣመሪካ፡ መሸጣ ብረት ቅድሚ ምፍጻሙ፣ ጽኑዕ መርመራ ድሕረ ባይታ ዓዳጊ ንኽትግበር ዘገድድ ሎሚ ሓሙስ ድምጺ ክህብሉ እዮም።