ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተመዛበልቲ ክልል ዓፋር "ጸገምና ኣይተሰምዐን" ይብሉ


ተመዛበልቲ ክልል ዓፋር "ጸገምና ኣይተሰምዐን" ይብሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:06 0:00

ኣብ መብዛሕትኡ ክልል ዓፋር ግጭት ጠጠው እንተበለ`ኳ፡ ሓይልታት ትግራይ ንገለ ከባብታት ዓፋር ድሕሪ ምቁጽጻሮም ንክፈናቐሉ ዝተገደዱ ሰባት፡ ክንምለስ ኣይንኽእልን ኢና ይብሉ`ለዉ። ኣተሓሒዞም፡ በቲ ግጭት ዝተጎድኡ ህዝቢ ትግራይ ጥራይ ኣይኮኑን፡ ንሕና`ውን ኣብ ልዕሊ ዓድታትና ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡ ገዛናን ጥሪትናን ክንስእን ገይሩና`ዩ ይብሉ።

XS
SM
MD
LG