No media source currently available
ሩት ነጋሽ ኣብ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ማእከላይን ኣፍሪቃ (ኮሜሳ) ሓላፊት ጉዳያት ደቀንስትዮ ኢያ። ብዛዕባ ዕላማ እቲ ትካልን ስራሕትን ኣመልኪቱ ዝተገብረ ዕላል ውሑድ ካብቲ ምሉእ ይቐርብ።