ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ተታሒዞም ዝጸንሑ ኣስታት 4 ሽሕ ምሩኻት ናብ ስድራቤቶም ይፋነው ምህላዎም ተሓቢሩ

ኣብ ክልል ትግራይ ተታሒዞም ዝጸንሑ ኣስታት 4 ሽሕ ምሩኻት ናብ ስድራቤቶም ይፋነው ምህላዎም ተሓቢሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:55 0:00

ንልዕሊ 11 ኣዋርሕ ኣብ ክልል ትግራይ ተታሒዞም ዝጸንሑ፡ ኣባላት ምክልኻል ፈደራል ሰራዊት ዝዀኑ፡ ልዕሊ 4 ሽሕ ምሩኻት ኲናት ናብ ስድራቤቶም ይፋነዉ ኣለዉ። ዓለምለኸ ኮሚተ ቀይሕ-መስቀል ኣካል’ቲ መስርሕ ኰይኑ ምህላዉ ተፈሊጡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG