ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ሓላፊት ሕክምናዊ መዳይ ኩባንያ መፍረ መድሃኒት ፋይዘር ዶ/ር ኣይዳ ሃብተጽየን ተመክሮኣ ተኻፍል
ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ዶ/ር ኣይዳ ሃብተጽየን ሓላፊት ሕክምናዊ መዳይ ኣብ ትካል መፍረ መድሃኒት ዓለም ዝኾነ ፋይዘር'ያ። ነቲ ትካል ዓለም ኣብ ማእከል ዓለምለኸ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ዝነበረትሉ እዋን'ያ ተጸንቢራቶ በዚ ድማ ነቲ ውሳነ ክትወስድ ዝደረኻ ምክንያት ከምኡ'ውን ኣብ ወርሒ የካቲት ሓንቲ ካብተን ካብ ዝተፈላለየ ሃገራት መጺኣን ለውጢ ዘምጽኣ 100 ደቂ ኣንስትዮ ተባሂላ ንዝተዋህባ ኣፍልጦ ብሓፈሻ ናይ ህይወት ተመክሮኣ ከተካፍለና ኣዘራሪብና ኣለና
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 31, 2025
25 ሚእታዊት ወሰኽ ግብሪ ካናዳን መክሲኮን ምስ ዝፍጸም...
-
ጥሪ 31, 2025
መብርሂ በዓል ሞያ ሕጊ ንሕቶታት ኢሚግረሽን ሓድሽ መምርሒን ኣመሪካ
-
ጥሪ 30, 2025
ሓደጋ ነፋሪት ዲሲ ብዓይኒ ጋዜጠኛ ድምጺ ኣመሪካ