ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝቕባበ ኢትዮጵያን መምርሒ ገንዘብን ክልል ትግራይ ብዓይኒ ክኢላ ቍጠባ


ዝቕባበ ኢትዮጵያን መምርሒ ገንዘብን ክልል ትግራይ ብዓይኒ ክኢላ ቍጠባ
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:04 0:00

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ ግዜ ቅልጡፍን ተዓጻጻፊን ናህሪ ዋጋታት ይርአ ኣሎ። ንቑጠባዊ ዝቕባበን ምኽንያት ክብሪ ዋጋታትን፡ ከምኡ’ውን ንምጽጋኑ ብዛዕባ ክግበር ዝኽእል ምትእትታዋት ንኸብርሃልና ንክኢላን መምህርን ስነ-ቁጠባ ዶክተር ኣብራር ፍትዊ ኣዘሪብናዮ ኣሎና። ዶ/ር ኣብራር ኣብ ቀረባ ግዜ ብዛዕባ ብኽልል ትግራይ ዝወጸ ንምእካብ ገንዘብ ኣመልኪቱ ዝወጸ መመርሒ’ውን መብርሂ ሂቡ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG